HivNorge(ማሕበር አችኣይቪ ኖርወይ)

ሂቭኖርገ ንአችኣይቪ ዘለዎም ሰባት ዝጥርንፍ እንኮ ማሕበር ተሓከምቲ ኣብ ኖርወይ እዩ፡ ከም ተወሳኺ ንኩሎም ብአችኣይቪ ዝተተንከፉ ሰባት ፈውሲ-PrEP ዝወስዱ ተጠቀምትን ብአችኣይቪ ክልከፉ ዝተዛየደ ተኽእሎታት ዘለዎም ሰባትን ዘጠቓለለ ኣብ ፖለቲካዊ ጽፍሒ ውን ንረብሓታቶም ዝቃለስ ማሕበር እዩ።

scheduleOppdatert: 23.07.2021

createForfatter: Sekretariatet

labelEmner:

ማሕበር ሂቭኖርገ ቀንዲ ዕማሙ ንአችኣይቪ ዘለዎም ሰባት ወይ ብአችኣይቪ ዝተተንከፉ ሰባት መሰላቶምን ረብሓታቶምን ከምዝሕለወሎም ምርግጋጽ እዩ፡ እዚኦም ድማ መቃርብቶም፡ ተጠቀምቲ ፈውሲ-PrEP: ክልከፉ ዝተዛየደ ተኽእሎታት ዘለዎም ሰባት፡ ከምኡውን ኣብ ሞያዊ ንጥፈታቶም ነዞም ጉጅለታት ዝረኽቡ ሰባትን ማሕበራትን ዘጠቓለለ ውን እዩ።  

Les også

schedule23.07.2021

→ Hiv og Covid-19 አችኣይቭን ኮቪድ-19ን

አችኣይቪ ዘለዎ ሰብ ብኮሮና ቫይረስ ክልከፍ ወይ ብኮቪድ-19 ከቢድ ሕማም ክሕዞ ዝተዛየደ ተኽእሎ የብሉን። እንተደኣ ሰውነት ናይ ምክልኻል ዓቕሚ ትሒቱ( ማለድ ቁጽሪ-CD4 ትሕቲ 200 ኮይኑ) ከምኡውን ካልኦት ከበድቲ ሕማማት ሃልዩካ ነቲ ተኽእሎታት ከዛይዶ ይኽእል እዩ።

schedule23.07.2021

→ ደገፍ ኣበይ ክርከብ ይከኣል:

ኣብ ዝተፈላለዩ ቦታታት ኖርወይ ንአችኣይቪ ዘለዎም ሰባት ዝሕግዛ ዝተፈላለያ ማሕበራት እየን ዘለዋ። ኣብ ታሕቲ ገለ ኣብነታት ኣሎ። ኣብዞም ቦታታት ሞየኛታትን ምስ ካልኦት አችኣይቪ ዘለዎም ሰባትን ክትራኸብ ዕድል ኣለካ።